እዚ መበገሲ ክፍሊት’ዚ: እታ ዓመት ከይተወደአት እንከላ: ብጠቕላልኡ ማለት 385 እንድሕር ተጠቂምካሉ: ነቲ ኣብተን ዝተረፋ ኣዋርሕ ዘጋጥመካ ሕክምናዊ ወጻኢታት: ባዕሎም ኢንሹራንስካ ይኸፍልዎ።