እንተደሊኻ: ነቲ ናይ መበገሲ ክፍሊት ማለት (ኣይኸን ሪሲኮ) ክትውስኸሉ ትኽእል ኢኻ። እዚ ምስ እትገብር: እቲ ወርሓዊ ትኸፍሎ ናይ ኢንሹራንስካ ይጎድል። እቲ ዳሕራይ ዝመጽእ መበገሲ ክፍሊት ግን ግድን ባዕልኻ ትኸፍሎ። እዚ መጠን ገንዘብ እዚ: ክሳብ ኣማኢት ክበጽሕ ይኽእል!!