ኣብዛ ኣቲኻያ ዘለኻ መርበብ ሓበረታ: ብዛዕባ መባእታዊ መድሕን: ማለት ኢንሹራንስ: እንታይ ምዃኑ: መበገሲ ክፍሊት ዝበሃል እንታይ ምዃኑ: ካብ ኣካቢ ግብሪ ኣታዊታት ዝምለሰካ መጠን ገንዘብ እንታይ ምዃኑን: ክሕብረካ’የ።
በዚ መንገዲ’ዚ ጌርካ ሽዑ: ኣሰራርሓ ንጥዕና ዝምልከትን እቲ ትገብሮ ዓይነት ወጻኢታት ከመይ ምዃኑን ክትመሃር ትኽእል።